Literature

Devotionals

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን...
See More

Article

መቸም ሓደ ካባና ብዘይተሓጽበ ወይ ቅድሚ ሕጂ ሰብ በሊዑ ወይ ሰትዩሉ ብዝጸንሐ ኣቕሓ ክጥቀም ወይ ክግልገል ዝደሊ ከም ዘየለ ርጉጽ እዩ። ገሌና እሞ...
See More

Booklet

ምዕራፍ 1 ንስሓ ካብ ምዉት ግብሪ ምዕራፍ 2 እምነት ብኣምላኽ ምዕራፍ 3 ትምህርቲ ጥምቀት ምዕራፍ 4 ምንባር ኣእዳው ምዕራፍ 5 ትንሳኤ ምውታት ምዕራፍ 6 ዘልኣለማዊ ፍርዲ ምስጢር ጸሎት

ARTICLE see all article

እተሓጽበ ኣቕሓ

ብ ናሆም ተስፋስላሴ
እተሓጽበ ኣቕሓ

መቸም ሓደ ካባና ብዘይተሓጽበ ወይ ቅድሚ ሕጂ ሰብ በሊዑ ወይ ሰትዩሉ ብዝጸንሐ ኣቕሓ ክጥቀም ወይ ክግልገል ዝደሊ ከም ዘየለ ርጉጽ እዩ። ገሌና እሞ ነታ ጽርይቲ እትመስል ኣቕሓ፡ ኣጸቢቕና ብኹሉ ሽነኻ ጽርይቲ ምዃና ኣረጋጊጽና ኢና ምጥቃም ንፈቱ።... See More

. . . ልቢ ኸዕብየልና

ብ ኤርምያስ ጸጋይ(ETB)
. . . ልቢ ኸዕብየልና

ሰብ ምዃን ውህብቶ'ዩ ናይ እዝጊ ግንዖ ፈጣሪ ኹላ ዓለም ካብ ጥንቲ ዝሰርዖ ውሱን ዕድመ ኽነብር'ዩ እተሰልዖ ልብና ነጠንቅቕ እዚ ኸይዝንግዖ/2 ኣብዚ ዘመን እወ ኣብዚ እዋን ልቢ ስሕዩ በዚሑ ምትዕናን ልቦና ምስ ጠፍአ ገዚኡ ምትፍና... See More

DEVOTIONALS see all devotionals

ብጻየይከ መን እዩ?

ብ beteZION Ministry
ብጻየይከ መን እዩ?

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ምፍቃርን። እቲ ፈላጢ ሕጊ ናብ የሱስ ቀሪቡ "ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ... See More

MAGAZINE see all magazine

እንጌራ ህይወት ቁ.11

ብ መካነ ሂወት
እንጌራ ህይወት ቁ.11

መጽሄት እንጌራ ህይወት ቁጽሪ ዓሰርት ሓደ ወጺኣ ኣላ፣ እዛ መጽሄት ኣገልጋልን ኣገልግሎቱን፡ ተነባቢ ህይወቱን፡ ኒቆድሞስ፡ሕቡእ ጋሻ ከምኡውን እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ዝብሉ ጽሑፋት ሒዛ ኣላ።... See More

NEWSPAPER see all newspaper

ክፉት ሰማይ 13

ብ ክፉት ሰማይ ኣገልግሎት ስነ ጽሑፍ
ክፉት ሰማይ 13

ክፉት ሰማይ ዓመተ ተሓድሶን ዓጺድን... See More